CupCut ንጀመርቲ
ኣብዛ ኮርስ ፡ ካብካት ኣፕሊኬሽን ተጠቂምና ስእልታትናን ቪድዮታትናን ብ ኸመይ ኢዲት ንገብሮም ክንማሃር ኢና።
ነዛ ኮርስ ክትወስዳ/ዲ ላብቶብ ኣየድልን እዩ፣ ካብካት ካብ ፕለይስቶርን ኣፕስቶርን ዳውንሎድ ጌርና ኣብ ሞባይልና፣ ታብለት ወይ ኣይባድ ነዛ ኮርስ ክንወስዳ ንኽእል።
ነዛ ኮርስ ንምውሳድ ናይ ኢዲቲን ኣፍልጦ ኣየድልን እዩ፣ ምኽንያቱ እዛ ኮርስ ንጀመርቲ ስለ ዝኾነት ብዝቐለለ ኣገባብ እያ ተዳልያ ዘላ።
ኖ ኣይኮነን፣ እቲ ገንዘብ ሓንሳብ ምስ ከፈልኪ/ካ ንምልእታ እዛ ኮርስ እዩ።
እዛ ኣፕሊኬሽን ኣብ ፕለይስቶር ወይ ኣፕስቶር ብ ነጻ እያ ትርከብ፣ ካብኡ ዳውንሎድ ጌንርና ክንጥቀመላ ንኽእል ኢና።
ብ PayPal ጥራይ ዘይኮነ ብ ባንክ transfer ውን ክትከፍል ትኽእል ኢኻ
ኣብ Ethiopia እንተሊኺ ናብ ኣብ Ethiopia ዘለና ሕሳብ ገንዘብ transfer ብምግባር እቲ ኮርስ ክትወስድዮ ትኽእሊ ኢኺ