ኮርስ ካሪክለም

    1. 01 መእተዊ

    2. 02 ካብካት ኢንተርፌስ

    3. 03 ካብካት ኢዲቲን ኢንተርፌስ

    4. 04.1 Exercise files ብኸመይ download ንገብሮም - Android

    5. 04.2 Exercise files ብኸመይ download ንገብሮም - Iphone

    1. 05 ቪድዮ፣ስእሊ ናብ ታይምላይን ብኸመይ ነምጽኦም

    2. 06 ዘይደለናዮ ክፋል ብኸመይ ንኣልዮ

    3. 07 ስፒድ ብኸመይ ንቀያይሮ

    4. 08 ኣኒሜሽንን ትራንዝሽንን ብኸመይ ንውስኽ

    5. 09 ድምጺ ብኸመይ ንኣልዮ

    6. 10 ቪድዮ ብከመይ ብድሕሪት ነጀምሮ

    7. 11 ቪድዮ ብኸመይ ነንቅጾ

    8. 12 ኣብ ልዕሊ ቪድዮ፣ ስእሊ ወይ ቪድዮ ብኸመይ ንውስኽ

    1. 13 ድምጺ ብኸመይ ንውስኽ

    2. 14.1 ጽሕፈት ብኸመይ ንውስኽ

    3. 14.2 ጽሕፈት ብኸመይ ንውስኽ

    4. 14.3 ጽሕፈት ብኸመይ ንውስኽ

    5. 15 ስቲከር ብኸመይ ንውስኽ

    6. 16 ቪድዮ ኢፌክትስ ብኸመይ ንውስኽ

    1. 17 ብኸመይ ኢዲት ንገብር

    2. 18 ብኸመይ ባርግራውንድ ንኣሊ

    3. 19 ስታይል ብኸመይ ንቀያይር

    4. 20 ፊልተር ብኸመይ ንጥቀም

    5. 21 ነብስን ገጽን ብኸመይ ኢዲት ንገብር

    6. 22 ኣብ ልዕሊ ስእሊ ስእሊ ብኸመይ ንውስኽ

    7. 23 ኢዲት ዝወዳእናዮም ብኸመይ ኤክስፖርት ንግብሮም

    1. 24 ክፋል ናይ ቪድዮ ብኸመይ ነደብዝዝ

    2. 25 ካቨር ፔጅ ብኸመይ ንውስኽ

    3. 26 ናይ ሞባይል ቅርጺ ብኸመይ ንውስኽ

    4. 27 Slide Show ብኸመይ ነዳሉ

ብዛዕባ እዛ ኮርስ

  • $25.00
  • 30 lessons
  • 1 ሰዓት ናይ ትምህርቲ ትሕዝቶ

CupCut ብምምሃር ስእልታትናን ቪድዮታትናን ከም ምኩር ኢዲተር ኢዲት ንግበር።

ሓጺር መግለጺ ብዛዕባ እዚ ኮርስ

ካብካት ብ  ቲክቶክ  ዘዳለወ  ካምፓኒ  ዝተሰርሕት  ኮይና፣  ጽቡቕ  ነገራ  ከኣ  ብነጻ ምዃና  እዩ።  ኣብ  ፕለይስቶር ን  ኣፕስቶርን ብዘይ ክፍሊት  ዳውሎድ  ጌርና ኣብ  ሞባይልና ፣ታብለት  ከምኡ ውን  ኣብ  ኣይፓድ ክንጥቀመላ ንኽእል። 

እዛ ኮርስ ከኣ ነዛ ኣፕሊኬሽን ካብ መጀመርታ ብዝቐለለ መንገዲ ከተርድኣና እያ። ብተወሳኺ እዛ ኮርስ ፕሮጀክት ቤዝድ እያ፣ ማለት ኢዲት ዝኾኑ ስእልታትን ቪድዮታት ከም ኤክሰርሳይስ ፋይልስ ኣዳልየ ኣለኹ፣ ብሓንሳብ ኢዲት እንዳገበርና ውድኣት ፕሮጀክት ክንሰርሕ ኢና። ደድሕረይ እንዳ ሰዓብኩምኒ እንተኬድኩም ብቐሊሉ ክርድኣኩም እዩ።  

መምህር

መሓመድብርሃን ሳልሕ

ኣብ ቪድዮ ኢዲቲን ናይ ነዊሕ ዓመታት ተሞክሮ ዘለኒ ኮይነ፣ ነዛ ኮርስ ከኣ ብዝቐለለ መንገዲ ኣቕሪበያ ኣለኹ።

ተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

  • ነዛ ኮርስ ክወስዳ ላብቶብ የድልየኒ ዲዩ?

    ነዛ ኮርስ ክትወስዳ/ዲ ላብቶብ ኣየድልን እዩ፣ ካብካት ካብ ፕለይስቶርን ኣፕስቶርን ዳውንሎድ ጌርና ኣብ ሞባይልና፣ ታብለት ወይ ኣይባድ ነዛ ኮርስ ክንወስዳ ንኽእል።

  • ቅድሚ እዚ ኮርስ ምውሳደይ ናይ ኢዲቲን ኣፍልጦ ክህልወኒ ኣለዎ ዲዩ?

    ነዛ ኮርስ ንምውሳድ ናይ ኢዲቲን ኣፍልጦ ኣየድልን እዩ፣ ምኽንያቱ እዛ ኮርስ ንጀመርቲ ስለ ዝኾነት ብዝቐለለ ኣገባብ እያ ተዳልያ ዘላ።

  • እዚ ዝኸፍሎ ገንዘብ ን ሓንቲ ምዕራፍ ጥራይ ድዩ?

    ኖ ኣይኮነን፣ እቲ ገንዘብ ሓንሳብ ምስ ከፈልኪ/ካ ንምልእታ እዛ ኮርስ እዩ።

  • እዛ ኣፕሊኬሽን ካብካት ብገንዘብ ዲና ንገዝኣ?

    እዛ ኣፕሊኬሽን ኣብ ፕለይስቶር ወይ ኣፕስቶር ብ ነጻ እያ ትርከብ፣ ካብኡ ዳውንሎድ ጌንርና ክንጥቀመላ ንኽእል ኢና።

  • ብ PayPal ጥራይ ዲየ ክኸፍል ዝኽእል?

    ብ PayPal ጥራይ ዘይኮነ ብ ባንክ transfer ውን ክትከፍል ትኽእል ኢኻ

  • ኣብ Ethiopia እየ ዘለኹ፡ ብኸመይ እዚ ኮርስ ክገዝኦ ይኽእል??

    ኣብ Ethiopia እንተሊኺ ናብ ኣብ Ethiopia ዘለና ሕሳብ ገንዘብ transfer ብምግባር እቲ ኮርስ ክትወስድዮ ትኽእሊ ኢኺ

ናይ ሰባት ምስክርነት